ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ሞተር ሳይክል መቀያየሪ አቁሑትን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ:

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 20, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 4, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 4, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ዉቅሮ ጠቅለላ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ዉቅሮ ሕሙማት ምግቢ ዝወዕል ጣፍ: ስጋ :ኣስቤዛ : ሸቀጣ ሸቀጥን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 20, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 1, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 1, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለተማሪዎች መቀመጪና ለመምህራን ማቴሪያሎች ማስቀመጫ የሚሆኑ ወንበርና ጠረጰዛ : የቧናቧ ዕቃዎች በግልፅ በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል:

  • Posted Date: ሓሙስ ታኅሣሥ 20, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ታኅሣሥ 26, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታኅሣሥ 26, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ወረዳታትና 22 ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 19, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 8, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ቃፍታ ሑመራ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 8, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/

ኣብ ቢሮ ኮንስትራከሽን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ብናይ ክልል በጀት ናይ 10 መስመር ገጠር መንገዲ አማከርቲ ንምቁፃር ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 19, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 19, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 19, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

Tigray Bureau of Water Resource now invites sealed bids from qualified eligible bidders for the international bidders for the procurement of under listed materials

  • Posted Date: Tuesday 27th, December 2016 12:00 am (over 9 years ago)
  • Closing Date: Wednesday 08th, February 2017 12:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Wednesday 08th of February 2017 12:00 am
  • Bid Bond: 500,000.00
  • Bid Document Price: 250.00
  • Tender Category Water Engineering Machinery, Equipment & Tools/

ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አ/ማ የመቐለ ፔፕሲ ኮላ ፋብሪካ በፋብሪካዉ ዉስጥ የሚገኘዉን ጋላሪ በአሊሚንየም ለመስራት ይፈልጋል ስለሆነም ከዚህ በታች የተዘረዘሩት የጨረታ መመሪያዎች አክብራቹ ለመጫረት የምትፈልጉ ተጫራቾች ሁሉ መጫረት የምትችሉ መሆኑ በአክብሮት እንጋብዛለን

  • Posted Date: ማክሰኞ ታኅሣሥ 18, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ታኅሣሥ 27, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታኅሣሥ 27, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር / ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 18, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 5, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 5, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኣብ ጣብያታት ህንፀት ስራሕቲ ማይ መዋህለሊ ምስ ካናሉ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ ታሕሳስ 17, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 4, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ፀገዴ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 4, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/