ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠሚ ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናን ጎማ መኪናን መሳርሒ ፅሕፈት ናዉቲ ፅሬት ክሎሪን መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ብስክሌትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ብመሰረት እዚ ኣብ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 29, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሰቲት ሑመራ
  • Bid Opening Date: የካቲት 29, 2010 5:00 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሓ ናይ ሓባር ዒላታትን ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 3, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: ታሕታይ ኣድያቦ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 3, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/

ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ምግብና ከምኡዉን መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ህንፃ ንተሃነፅቲ ስራሕቲ ዝዉዕሉ ጣዉላን ሓፂነ መፂንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 28, 2010 8:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: የካቲት 28, 2010 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኮምፒተር ተዛምድቲ : ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ :ኣቅሑት ዉፅኢት ሓፂነ መፂን :መሳርሒ ህንፃን ዝተፈላለዩ ዝራእትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 28, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: እምባ ኣላጀ
  • Bid Opening Date: የካቲት 28, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ ካብ ዘለዎ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንናይ ቤት ፅሕፈትና ዝዉዕል ንፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 27, 2010 3:00 Morning (closed)
  • Location: የጭላ
  • Bid Opening Date: የካቲት 27, 2010 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

Relif society of Tigray REST wants to make Bee Flora Mapping Study in Tigray Region

  • Posted Date: Thursday 22nd, February 2018 6:55 pm (over 8 years ago)
  • Closing Date: Thursday 01st, March 2018 11:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Thursday 01st of March 2018 3:00 pm
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category Engineering Related Consultancy/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ጥቅልል ስራሕቲ (Stater Rewinding Armature Rewinding)ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 29, 2010 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 30, 2010 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/