ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2011 ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ላቮራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ነሓሰ 5, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 18, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 19, 2010 9:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኬሚካልን ሪኤጀንት/

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ዝክፈል ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ሑፃን ናይ ኤሌክትሪክን ባህርዛፍ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ

  • Posted Date: ቀዳም ነሓሰ 5, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 20, 2010 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 20, 2010 4:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መኽዝን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ቧንቧ ኣቅሑት መሳርሒ : ኤሌክትረክ ኣቅሑት : በርበረ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ነሓሰ 5, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 18, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 18, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር (ኣዉቶሞቲቭን ሕርሻ ማሽነሪን ቢዝነስ ዩኒት) ቑርፅራፅ ብረትን ዓብዩ ባራንኮን ብጨረታ ክወዳደር እትድልዩ ብቅዓት ዘለኩም ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝር መዐቀኒ እተማልኡ ንክትሳተፉ ኩባኒያና ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳሜ ነሐሴ 5, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ነሐሴ 9, 2010 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሐሴ 9, 2010 8:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2011 ዓም ንተምሃሮ ዝከዉን ፍርናሽን መተርኣስን ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ነሓሰ 5, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 17, 2010 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 17, 2010 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ምግብና አቁሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ቀለብ ተምሃሮ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ነሓሰ 5, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 16, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 16, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሳምረ ን 2010 በጀት ልዕሊ 24 ኮፍ መበሊ ዘለዋ ደረጃ ሐደ ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 3, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 11, 2010 8:30 Morning (closed)
  • Location: ሳሓርቲ ሳምረ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 12, 2010 9:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2011 ዓም ኣቅሑት ፅሬት: ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሞተርሳይክልን : ናይ ስፖርት ዕጥቂ : ፅሕፈት መሳርሒን ኣናእሽተይ ኣቅሑትን: ናይ መኪና ፅገና ጉልበት ዋጋ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 3, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 18, 2010 3:30 Morning (closed)
  • Location: ሕንጣሎ ዋጅራት
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 18, 2010 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቢሮ ርክብ ህዘቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቢሮና አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 3, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 22, 2010 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 23, 2010 9:00 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

North Ethio Telcome invites all interested and Eligible bidders for the procurement of construction of Generator and Fuel tank foundation work in Tigray region different sites package

  • Posted Date: Thursday 09th, August 2018 5:06 pm (over 8 years ago)
  • Closing Date: Monday 20th, August 2018 2:00 pm (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Monday 20th of August 2018 2:15 pm
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category House & Building Construction/