ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ዝተፈላለዩ ናይ ጀኔረተር አቁሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ እዚ ዝስዕብ ረቁሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ::

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 9, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 15, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል /

ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት ን2007 ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መካይን መለዋወጢን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 9, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 15, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርኒቸር ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓታት ክተማልኡ ይግባእ::

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 9, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 16, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ፈርኒቸር/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማ /ብሪጅስቶን/ 7.50R16Lt ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም::

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 8, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 11, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክል ጉልበት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም::

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሕዳር 24, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

የወልቃይት ስኮር ልማት ፕሮጀክት ለ2007 ዓ/ም በጀት ዓመት አገልግሎት የሚዉሉ የየለያዩ ዕቃዎች ማለትም ምድብ 1 የስቴሽነሪ ዕቃዎች, ምድብ2 የፅዳት ዕቃዎች, ምድብ3 የህትመት ዕቃዎች , ምድብ 4 የኤሌክትሪክ ዕቃዎች , ምድብ 5 የኤሌክትሮኒክስ ዕቃዎች , ምድብ 6 የህንፃ መሳርያ ዕቃዎች , ምድብ 7 የመለዋወጫ ዕቃዎች , ምድብ 8 ባርቲና ጎማ ከነ ካላማደሪያ በግልፅ

  • Posted Date: ሰኞ ኅዳር 8, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሰኞ ኅዳር 15, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: ወልቃይት
  • Bid Opening Date: ማክሰኞ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category ኮንስትራክሽን/ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 5, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 11, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ንቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 3, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 11, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category ኮንስትራክሽን/

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መራብሒ /Duplicator /ሜሽንን ፎቶ ኮፒ ሜሽንን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 5, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 11, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት /

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ አብ 2007 ኣሶሳ ንዝኸበር መዓልቲ ብሄርን ብሄረሰባትን ካብ ክልልና ንዝኸዱ ተሳተፍቲ መጎዓዝያ ዝኸዉን 50 ሰባት ትሕዝ ቀዳማይ ደረጃ ኣዉቶብስ ስለዝደሊ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕም::

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 2, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 18, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category ክራይ/