ቢሮ መሬትን ማዓድንን ክልል ትግራይ እዞም ትሕትሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ናይ ፅሕፈት መሳሪሒ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ አዋዳዲሩ ብብሮፎርማ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 28, 2018 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 28, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/የጭላ ኣብ በጀት 2018 ዓ/ም ንዝተፋላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 6, 2018 9:00 Morning (closed)
  • Location: የጭላ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 6, 2018 9:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና መላዋወጢ ኣቕሓ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 28, 2018 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 28, 2018 2:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

Kaza Capital Goods Finance Business S/C seeks to procure an audit Service be entering a contract with an audit firm.

  • Posted Date: Tuesday 04th, November 2025 12:00 pm (6 months ago)
  • Closing Date: Monday 17th, November 2025 12:00 pm (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Monday 17th of November 2025 2:00 pm
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category Accounting Related/ Auditing Related/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ዛና ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን : ናይ ሞተር ሳይክል ኣቅሑት መለዋወጢ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 5, 2018 8:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 5, 2018 8:30 Morning
  • Bid Bond: ሞትር ሳይክል መለዋወጢ 5000 ቅርሺ : ንመሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 3000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ክፍለ ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 9, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 9, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጉላዕ ኣብ ወረዳ ፅራ ወንበርታ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌከትሪኒክስ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት መሳርሒ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኣርቲኣር ሞተራት ኣቅሑት ስፔር ክምእዉን ኦርቲኣር ሞትር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 11, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ኣጉላዕ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 11, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 40000 : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት 15000 :ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 30000 :ናይ ኣርቲኣር ሞተር ሳይክል 20000 ብር : ናይ ሞትር ኣርቲኣር ስፔር 15000
  • Bid Document Price: 1,000.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካልን መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ንዝተፈላለዩ መበይዲ ኤሌክትሮድ : መሳርሒ ህንፃ : ዲቪልት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 16, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 16, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ትካልን መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ንዝተፈላለዩ ቤሪንግ : ናይ ህንፃ መሳርሒታት : ፍለዉ ሜትርን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 18, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 18, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ንኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት: ሕትመት : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት: ናይ ጎማ መኪና ካበ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክህትምን ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 4, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 4, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 2000 ብር ናይ መኪና ጎማ 5000 ብር ናይ ፅሬት መሳርሒ 2000 ብር ንሕትመት 2000 ብር
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/