ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 8, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 8, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ንናይ ዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 10, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 10, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝህቡ ናይ መኪና መቀያሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 9, 2011 11:00 Morning (closed)
  • Location: ዕዳጋ ሓሙስ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 9, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2011 ዓ/ም ንተሽከርከርቲ መግዝኢ ካብ ዝተበጀተ በጀት ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።

  • Posted Date: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 22, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 22, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ዕድጊት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ኣገልገሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መስዋእቲ ንዝ/የ ዝርገሐ መስተ ማይ ዝውዕል ፕላስቲክ ቱቦ፣ ብረት ቱቦ፣ መገጣጠሚ ቆፃሪትን ካልኦት መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 22, 2011 2:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 22, 2011 3:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ኣገልገሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ማይ ፀብሪ ኣብታ ከተማ ንዘሎ ሕፅረት ዝስተ ማይ ንምቅላል ናይ ቦጥ መኪና ማይ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ኣገልግሎት ዝህቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 16, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ማይ ፀብሪ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 16, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 40.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ለ2ኛ ትግራይ ሁለገብ የገበያ ፈደሬሽን ኣንድ ያገለገለ ተሽከርካሪ በስራ ላይ የሚገኝ ቶዮታ ፒክኣፕ ሞዴል 75LG1 በጨረታ ኣወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል፡ ሰለዚ ተጫራቶች

  • Posted Date: ኣርብ ሚያዝያ 4, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 12, 2011 9:15 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 12, 2011 9:16 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

የሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም የተለያዩ ዕቃዎች የመኪና ጎማ ና ካላማደሪያ፣ እና የተለያዩ የቢሮ መገልገያ እቃዎች ግዥ በግልፅ ጨረታ መግዛት ይፈልጋል።

  • Posted Date: ኣርብ ሚያዝያ 4, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 22, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 22, 2011 8:15 Morning
  • Bid Bond: በየሎቱ የተለያየ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ጎዳና መብራህቲ ዕድጊት፣ ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 18, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 19, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/