ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 25, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 25, 2011 4:01 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብ ወረድኡ ዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑ አቁሑት ቢሮ ናይ ማይ መጋዕዝያ ስራሕቲ አቁሑት መለዋወጢ መኪና አቁሑት ጀነሬተር ዝአመሰሉ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 8, 2011 5:00 Morning (closed)
  • Location: ናዕዴር ዓዴት
  • Bid Opening Date: ጉንበት 8, 2011 5:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ አቁሑት መሳርሒ ላብራቶሪን ምክራይ መኪናን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ሚያዝያ 19, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 8, 2011 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 8, 2011 6:01 Afternoon
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኤጀንሲ ልምዓት ዳኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 5, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 5, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ብርክት ዝበሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ማለትዉን ስራሕቲ ጣዉላ: መሳርሕታት ህንፃ ፣ መሳርሒ ፅሬትን ካልኦትን ብርክት ዝበሉ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክሰርሕን ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 2, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 2, 2011 3:50 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ዝኾና ብብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ በዚ መሰረት እቲ ዝተጠቀሰ ቦታ ዝስራሕ ንምህናፅ ዘድልየና ኣብ ብሎክ 1 ዘድሊ ልዕሊ ቢም ስራሕቲ ንምስራሕ ንደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 25, 2011 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 25, 2011 10:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

በትግራይ ክልል ትግራይ መገናኛ ብዙሃን ኤጀንሲ የግዥና ንብረት አስተዳደር ለ2011 በጀት ዓመት ጀኔሬተር በአገር አቀፍ ግልፅ ጨረታ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ማክሰኞ ሚያዝያ 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 29, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 29, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 150,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

በኢ.ፌ.ዴ.ሪ የአገር መከላከያ ሚኒስቴር የሰሜን ዕዝ ጠቅላይ መመሪያ የተለያዩ የተሸከርከሪ መለዋወጫ ዕቃዎች እና አላቂ የጽዳት ዕቃዎች

  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 1, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 1, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: በየሎቱ የተለያየ
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

በትግራይ ብሔራዊ ክልላዊ መንግሥት የጤና ምርምር ኢንስቲትዩት የላብራቶሪ መሳሪያ ዕቃዎች ከሕጋውያን ነጋዴዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ማክሰኞ ሚያዝያ 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ግንቦት 21, 2011 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

የትግራይ ክልል ግብርናና ገጠር ልማት ቢሮ የስደተኞች ተፅእኖ ምላሽ ልማት ፕሮጀክት (DRDIP) ከዚህ በታች የተጠቀሱት የኤሌክትሮኒክስና ተዛማጅ ዕቃዎች ይፈልጋል፡፡

  • Posted Date: ሮብ ሚያዝያ 16, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ግንቦት 15, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ግንቦት 15, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/