ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንተምሃሮ ኣብ 2012 ዓ/ም ቀለብ ዝውዕል ቀዳማይ ደረጃ ፃዕዳ ጣፍ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሓምለ 26, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 26, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ሞዴል ስካንያ ሞሮኮ ፖሎ F94 ኣውቶብስ ስርሓት ስዊድን መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሓምለ 16, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 16, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓ.ዝ.ው.ኩባንያ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከባቢ ሜሊ ንዝሃነፆ ናይ ወርቂ መዓድን ግልጋሎት ትውዕል ሎደር ብግልፂ ጨረታ ቁፅሪ MGP/030/2019 ኣወዳዲርና ንሽድሽተ (6ተ) ኣዋርሕ ክንካረ ስለዝደለና ብቅዓት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሓምለ 29, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 29, 2011 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ንቤ ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኔትዎርክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሓምለ 15, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 15, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከሎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዳሰትሪ ክልል ትግራይ ናይ ሓለዋ ስራሕቲ፣ ናይ ፅሬት ስራሕቲ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሓምለ 25, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 25, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራ ንሙሉእ ዓመት ዝፀንሕ ዝ/ዩ ዓይነታት ፅሑፋት ግልጋሎ ፎቶኮፒ ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ሓምለ 10, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሓምለ 12, 2011 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 12, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ግራፊክስ ዲዛይን/

በኢትዮጵያ ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት አ/አ/ኤ/አ/ፕ ፅ/ቤት ስር ለሚሰሩ ሰራተኞች የሰርቪስ ኣገልግሎት የሚሰጥ ኮስተር ከ25-30 ሰራተኞችን የመጫን ኣቅም ያለው የትራስፖርት ተሽከርካሪ በጨረታ ኣወዳድሮ ኮንትራት መያዝ ይፈልጋል፡፡

  • Posted Date: ሮብ ሐምሌ 10, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሐምሌ 18, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሐምሌ 18, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/