ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንሰራሕተኛታቱ ናይ ስኒ ሕክምና ግልጋሎት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክጥቀም ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 12, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 26, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 27, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 12, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 15, 2012 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 15, 2012 10:02 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ራያ ዓዞቦ ናይ መኪና ኣቁሑ ክጫረት ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 12, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 15, 2012 4:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 16, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ንዳ/ዳሬክቶሬት ዕዳጋን ፋይናንስን ምም/ር ንብረት ታ.ቁ 4-01073 ትግ ሞዴል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 12, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 14, 2012 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 14, 2012 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ብዳየሬክትሬት ምዉፋርን ፅገናን ተሽከርከርቲ ቀፂሉ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት መስከረም 11, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 13, 2012 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 13, 2012 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ መደበኛ ቀፂሉ ዝተዘርዘሩ ናይ ወፃኢ ካዝና ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት መስከረም 11, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 13, 2012 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 13, 2012 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰንበት መስከረም 11, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 13, 2012 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 13, 2012 3:10 Morning

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ሞዴል መኪና እስፔር መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት መስከረም 11, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 13, 2012 8:00 Morning (closed)
  • Location: ቆላ ተምቤን
  • Bid Opening Date: መስከረም 13, 2012 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ንሰራሕተኛታት ኣጎልግሎት እትህብ ሰርቪስ መኪና ብክንትራት ክካረ ይደሊ ፣

  • Posted Date: ሰንበት መስከረም 11, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 26, 2012 3:45 Morning (closed)
  • Location: ወልቃይት
  • Bid Opening Date: መስከረም 26, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/