The Tigray region water resources bureau invites interested and eligible bidders Mechare water supply project located at the southern zone of Tigray.

  • Posted Date: Friday 11th, October 2019 11:47 am (over 6 years ago)
  • Closing Date: Thursday 07th, November 2019 9:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Thursday 07th of November 2019 9:30 am
  • Bid Bond: 400,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category Water Works Construction/

አክሱም ዩኒቨርሲቲ ስፖንጅ ትራስ፣የአልጋ ችፑድ፣ዶርሚተሪ ወንበር፣ትኩስ የበሬ ስጋ፣የመመረቂያ ጋውን፣ከህጋዊ ነጋዴዎች፣የኤሌክትሪክ እቃዎች እና የቧንቧ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሮብ መስከረም 28, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምት 12, 2012 2:30 Morning (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: ጥቅምት 12, 2012 2:31 Morning
  • Bid Bond: በየሎቱ የተለያየ ነዉ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ንቲ ሆስፒታል ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መድሓኒት ፣ ሜዲካል ሳብላይን ሪኤጄንትን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ውዕሊ ኣሲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 13, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 13, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማእኸል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዝተበጀተሉ በጀት መሰረት ብምግባር ፣ ሕንፃ መሳርሒ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ናይ ኣናእሽተይ መሳርሕታት፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ክምገብ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 21, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 21, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ስፖርት ዕጥቂ ፣ ሕትመትን፣ /ተወሳኪ እሴት ታክስ፣ ዝኮንኩምን ዘይኮንኩምን/ ክትሳተፉ ትክእሉ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፈርኒቸርን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ጥራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 14, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: ጣንቓ ኣበርገ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 14, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣላማጣ ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣፋዉስን /መድሓኒትን/ ፣ ናዉቲ ሕክምናን ፣ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 14, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 14, 2012 8:45 Morning
  • Bid Bond: 16,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማእኸል ቤት ህንፀት ራያ ኣላማጣ ን 2ይ መፋርቅ ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃን፣ ካልኦት ዝተፈላዩ ኣቅሑትን፣ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ፤

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 9, 2012 4:30 Morning (closed)
  • Location: ራያ አላማጣ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 9, 2012 5:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ቡክሌት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 1, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 1, 2012 4:02 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ መኪና ሞዴል AZJ79L-TIMPRS ቱዮታ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 3, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 3, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ሰርትፊኬት ሕትመት ምሕታም ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 1, 2012 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 1, 2012 9:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/