የትግራይ ክልል የአካባቢ ጥበቃና ገጠር መሬት አጠቃቀምና አስተዳደር ኤጀንሲ ለ2o12 የበጀት ዓመት ለክልሉ ኤጀንሲና በክልሉ ለሚገኙ የወረዳ ፅ/ቤቶች አገልግሎት የሚውሉ የመኪና መለዋወጫ ዕቃዎች፣ የተለያዩ ህትመቶች፣ ሞተር ሳይክሎች፣ የፅሕፈት መሳሪያዎች፣ ለኤሌከትሮኒክስ፣ ፈርኒቸርና የመኪና ጥገና ጋራዥ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛትና ለመኪና ጥገና ጋራዥ በ6 ወር የሚታደስ የአንድ አመት ውል ለማሰር ይፈልጋል

  • Posted Date: ማክሰኞ መስከረም 13, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 29, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 30, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: በየሎቱ የተለያየ ነዉ
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ትምህርቲ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና እስፔር ፓርት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 15, 2012 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 15, 2012 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 15, 2012 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 15, 2012 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀነሬተር ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 15, 2012 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 15, 2012 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት መ/ልምዓት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪናን ጎማን ባትርን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 15, 2012 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 15, 2012 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ nዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሕርሻ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ንናይ RIP ፕሮጀክት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 16, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 16, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ nዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሕርሻ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ንናይ ኣይራሽ ፕሮጀክት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 16, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 16, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም /መቀሌ/ በትግራይ ክልል በተለያዩ ወረዳዎች የሚገኙ የኢትዩ ቴሌኮም ጣቢያዎች በጨረታ አወዳድሮ የፅዳት አገልግሎት ስራ ማስራት ይፈልጋል

  • Posted Date: ማክሰኞ መስከረም 13, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 28, 2012 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 28, 2012 8:30 Morning
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 15, 2012 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 15, 2012 10:02 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 22, 2012 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 22, 2012 8:30 Morning
  • Bid Bond: 300.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/