ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ጣንቆ ምላሽ ከተማ ወይኒ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ጥሙር ዕድጊት ንወረዳ ጣንቆ ምላሽ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 28, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 29, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 6,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራ ወንበርታ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መደበኛ በጀት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ማለት እዉን ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 25, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 25, 2018 5:00 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፊት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲ ኣብ በጀት 2018 ዓ/ም ናይ መደበኛ በጀት ከባቢያዊ ጥሙር ዕድጊት ናይ ማኪና ስፔር : ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 24, 2018 4:30 Morning (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 24, 2018 4:40 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ውቅሮ ማእኸል ህንፀት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንተሃነፅቲ መስልጠኒ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መብራህቲ ጀነረተር፣ ናይ ጣውላን ሓፂን መፂንን ማሽናትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዱሩ ከገዝእ ስለ ዝደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 4, 2018 8:00 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 4, 2018 8:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ France Expertise ግልጋሎት ዝውዕል - Food items - Sanitary items - Household items ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ዉዕሊ አሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 23, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 23, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት 2018 ናይ ሕትመት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 18, 2018 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 20, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕን ቤት ፍርድን ከተማ ዕ/ሓሙስ ቤት ፍርድን ን2018 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ሕትመት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ ፅሬት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ካልኦት ኣናእሽተይ መሳርሒ ኣቑሑታት ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 1, 2018 7:30 Morning (closed)
  • Location: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 1, 2018 7:40 Morning
  • Bid Bond: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • Bid Document Price: 10.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ስፔርፓርት ንብረት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት : :

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 17, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 17, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/