1 ናይዚ ዘመን 2012ዓ/ም በቲ ዘርፊ ናይ ዘመን ዝተሓደሰን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም፣
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለሊ ቁፅሪ ዝተመዝገበኩምሉ ቲን ሰርቲፍኬት ክተቅርቡ ትክእሉ፤
3 ናይ ዘመን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለኩም፤
4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ VAT ዝተመዝገበን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ ዝከፈሎ ናይ ወርሒመስከረም 2012 ዓ/ም ድክለረሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤
5 ፕሮፎርማ ካብ 21/04/2012ዓ/ም ክሳብ 24/04/2012ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ናብ ዝተዓሸገ ሳንዱቅ ጨረታ ፖስታኩም ክተእትው ኣለኩም፤
6 እቲ ፕሮፎርማ 24/04/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት ::
7 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342406559ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል፤
መመለስ