ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ናይ መስመር ዓበይቲ ፅገናታት ዘገልግል ዝዉዕል ባል ሎደር ብክራይ ንከቅርብ ብደ.ቁ 18 114 /ቐ/መ/ማይ ዕለት 15/04/2012 ብኣ/ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 02:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 02:02 ጥዋት
  • ማሽነሪ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ምቅራብ ዝክእል

2 ግብሪ ከፋሊ በቲን ንምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፌርማን ይገበር

4 ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 18/04/2012ዓ/ም ክሳብ 21/04/2012ዓ/ም

መመለስ
የጨረታ ምድብ