ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ንዝርከባ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 09:30 ከሰአት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ፣ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ /Tin Number/ ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዕለት 20/04/2012ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 9:30 ይክፈት

3 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728/72 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ