ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብለኸ ኣብቲ ወረዳ ንዘለዋ ብጉምሩክ ዝተወረሳ ከፍቲ ተባ 23 ኣን 14 ድምር 37 ከፍቲ ብሓራጅ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥሪ 1, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 1, 2012 03:02 ጥዋት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ በዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ድማ በስፒኦ 1000 ቅርሺ  ከትሕዝ ዝክእል

2 ጨረታ 01/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብለኸ ይክፈት

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 55 06 72 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ