ትራንስ ኢትዮዽያ ሓ .ዝ. ዉ .ማሕበር ንጋንታ ስፖርት ዝከዉን ዝተፈላለ ዓይነት ምግቢ ከምኡዉን ኣቁሑት ፅሬት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉ ምስክርነት ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ
  2. ተጫረቲ ኣብ ስራሕ ንግዲ ከምዝተወፈሩ መረጋገፂ ከቅርቡ ዝክእሉ
  3. ተጫረቲ ንጨረታ እንትኣትዉ ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ናይ ጨረታ ዋጋ ቫት ዝተሓወሶ ምካኑን ብግልፂ ዘቀመጡ እቲ ውስኪት እንትፍፅሙ ሕጋዊ ደረሰኝ ከቅርቡ ዝክእሉ
  4. ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብክፋል መቀለ ካብ ዝርከብ ዕዲጊት ንብረት ኣቅርቦት ቁፅፅርን መምርሕን ቢሮ ምዉሳድ ይከኣል
  5. መክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብሲፒኦ መልከዕ ኣብ ትራንስ ኢትዮዽያ ሓ .ዝ. ዉ .ማሕበር ከትሕዝ ይግባእ
  6. እቲ ጨረታ ዘሸነፈ ንዘሸነፎ ንብረት መቀለ ናብ ዝርከብ መክዘን ጋንታ ስፖርት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ከብፅሕ ዝክእል
  7. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ክፍሊት ዝፍፀመሎም ኣቁሑት ኢንስፒክት ተገይሩ ኣታዊ ደረሰኝ ኣታዉ ደረሰኝ ምስተቆረፀሎም ከምዝኮነ ተጫረቲ ኣቀዲሞም ክፈልጡ ይግባእ
  8. ተጫረቲ ኣብ ዝተዉሓቦም ሰነድ ዉሽጢ ዋጉኦም መሊኦም ብሽምዒ ኣብ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ 11 ታሕሳስ  2008 ዓም ሰዓት  8፡ 30 ኣብ ዘሎ ግዘ መቀለ ኣብ ዝርከብ ቤት ንብረት ኣቅርቦትን ቁፅፅርን መምርሕን ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ይክእሉ
  9. እቲ  ጨረታ 11 ታሕሳስ 2008 ዓም ሰዓት 10 ፡00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ  ይክፈት
  10. እቲ ጨረታ ወኪላቶም ወይ ባዕሎም እንተዘይተረኪቦም ዉን ይክፈት
  11. ትካልና  ዝሓሸ መማረፂ እንተረኩቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለዉ እዩ

ንዝበለፀ ብሰልኪ ቁፅሪ 0344416439  ወይድማ  0344408205 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s