ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነፀግን ንይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 11:32 ከሰአት
  • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ዘቅርቡ

2እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/04/2012ዓ/ም ክሳብ 17/04/2012ዓ/ም

3 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 17/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11:30 ተዓፅዩ ሰዓት 11:30 እቲ ጨረታ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-370592/0914-024310 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ