ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ኮይኑ ናይ ቀበሌ 04 05 ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን NDP ካብ ናይ መደበኛ በጀት ሓደ ኣማከርቲ ወይ ድማ consultant ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድም ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 29, 2012 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 29, 2012 11:32 ከሰአት
  • ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/
  • Print
  • Pdf

1 ግብሪ እዚ ዘመን ዝከፈልኩም በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘቅርቡ

4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩንሉን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩኩም

5 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 29/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 23 86 /03 44 45 32 28

መመለስ
የጨረታ ምድብ