ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 09:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 15 /04/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት17/04/2012ዓ/ም ዕለት 17/04/2012ዓ/ም ሰዓት 09፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 09፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15

መመለስ
የጨረታ ምድብ