ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈለለዩ ጥንታዎት ታሪካዊ ህንፃታትን ቤተ መንግስትን ንምፅጋን ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ህንፃ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 09:30 ከሰአት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 14/04/2012ዓም ጀሚሩ 30 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000.00 ብስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

4 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 05/05/2012 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይዕፀዉ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

መመለስ
የጨረታ ምድብ