ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ዘገልገሉ ንብረታት ክሸይጥ ይደሊ ዝዉገዱ ንብረታት ዝተፈላለዩ ናይ ኣብያተ ትምህርቲ መፃሕፍቲን ስብርባር ተምሃሮ ዴስክታትን ናይ ሴክተራት ጎማ ናይ መካይን ስፔራት ወናብራት ዝተፈላለዩ ንብረታት
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2500.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 04:30 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 07/04/2012ክሳብ 17/04/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ

2 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/04/2012 ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በዚ ዕለት 20/04/2012 ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

3 መከበሪ ጨረታ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ሲፒኦ ወይ ካዓ ጥረገንዘብ ብር 25000.00

4 መሸጢ ሰነድ ጨረታ ዋጋ ብር 50

5 እዚ ጨረታ ንቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 79 10 /09 14 01 04 87

መመለስ
የጨረታ ምድብ