ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክሐትም ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 09:00 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕድሕድ ተወዳዳሪ ንግዲ ፈቃድን ቲን ናምበር ኮፒ ገየሩ ዘቕርብ

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፊኬት

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/04/2012ዓ/ም ክሳብ 14/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460062/ 460065/ ፋክስ 0344-460525 ምድዋል ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ