ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 04:00 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ካብ 09/04/2012 ዓ/ም ክሳብ 41/04/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ምዉሳድ የካኣል

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/04/2012 ሰዓት 3፡30 ተዓፀዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መቕረባይነትን ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም

4 ቢሮ ዝሓሸ  መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ብሮፎርማ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ