ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክትዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2012 03:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 08 /04/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት10/04/2012ዓ/ም ዕለት 13/04/2012ዓ/ም  ሰዓት 03፡00 ፀኒሑ 13/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15

መመለስ
የጨረታ ምድብ