1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነት ናይ ግብሪ ከፈላይነት መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ ወርሒ ሕዳር 2012 ዓም ቫት ዝተከፈሎ ድክላሬሽን ወይ መተዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ንሕድሕድ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
4 ጨረታ መከበሪ ቢድ ቦንድ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፓምፕታት መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌትሪክ 15000 ቅርሺ ፣ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም HPDE ን GI ቱቦን መጋጣጠምን 10000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ላብራቶሪ ክሎሪንን 5000 ቅርሺ
5 ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 08/04/2012ዓም ክሳብ 22/04/2012 ዓም ኮይኑ 22/04/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት
6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታቶም ሽም ፊርማን ማህተምን ዘለዎ ኮይኑ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ማለት አዉን ፖስታ መሊእኩም ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ነንበይኑ ዝተዓሸገ ክክዉን አለዎ
7 ሰዓራይ ምኮኑ ምስተፈለጠ እቲ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ከም ኩነታቱ እንዳተረአየ ኣበ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ከቅርብ አለዎ
8 ኣብ ርክክብ ግዚ ነቲ ዝወፀ መነፀርታ ማዕረ ምካኑ ብባዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ንቅበል
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344444339 0344442716
ኣብ ሰነድ ጨረታ ባዕልካ መነፀርታ ምፅሓፍ ይኩን ስርዝ ድልዝ ምግባር አይፍቀድን
መመለስ