ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ስዒቦም ንዝተገለፁ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፓምፕታት መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌትሪክ፣ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም HPDE ን GI ቱቦን መጋጣጠምን ፣ ኣቅሑት ላብራቶሪ ክሎሪንን ካልኦትን

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነት ናይ ግብሪ ከፈላይነት መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ወርሒ ሕዳር 2012 ዓም ቫት ዝተከፈሎ ድክላሬሽን ወይ መተዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ንሕድሕድ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ መከበሪ ቢድ ቦንድ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፓምፕታት  መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌትሪክ 15000 ቅርሺ ፣ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም HPDE ን GI ቱቦን መጋጣጠምን 10000 ቅርሺ  ፣ ኣቅሑት ላብራቶሪ  ክሎሪንን 5000 ቅርሺ

5 ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 08/04/2012ዓም ክሳብ 22/04/2012 ዓም ኮይኑ 22/04/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታቶም ሽም ፊርማን ማህተምን ዘለዎ ኮይኑ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ማለት አዉን ፖስታ መሊእኩም ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ነንበይኑ ዝተዓሸገ ክክዉን አለዎ

7 ሰዓራይ ምኮኑ ምስተፈለጠ እቲ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ከም ኩነታቱ እንዳተረአየ ኣበ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ከቅርብ አለዎ

8 ኣብ ርክክብ ግዚ ነቲ ዝወፀ መነፀርታ ማዕረ ምካኑ ብባዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ንቅበል

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344444339 0344442716

ኣብ ሰነድ ጨረታ ባዕልካ መነፀርታ ምፅሓፍ ይኩን ስርዝ ድልዝ ምግባር አይፍቀድን

           

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s