ኮሌጅ ኪነጥበባት ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 09:00 ከሰአት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕደጋ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም

2 እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ 07/04/2012ዓ/ም ክሳብ 10/04/2012 ዝፀንሕ እንትኮን ዕለት 10/04/2012 ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

3  ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፌርማን ይጠቐሙ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 94 67/ 09 14 41 30 07  ምድዋል ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ