ቤት ት/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበን ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ትምህርቲ ናዉቲ/ መምሃሪ ሓገዝ/ ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 09:20 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 09:40 ከሰአት
  • መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃስ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘቕርቡ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

4 ኣብ ቲኦቲ ወይ ቫት ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቕርቡ

5 ሰነድ ጨረታ ብር 30 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ገንዛብ ተሓዚት ምዕዳግ ይካኣል

6 ንመኸበሪ ጨረታ ካብ ዘቕርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ እቲ ሲፒኦ ኣብ ዉሽጢ እቲ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሺጉ ይቐርብ

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ 07/04/2012ዓ/ም ክሳብ 16/04/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡20

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 16/04/2012 ሰዓት 9፡20 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 9፡40 ይክፈት

9 ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ንብረት ክፍሊ የኣትዉ

10 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 01 38

መመለስ
የጨረታ ምድብ