ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ማእከል ቤት ህንፀት ዉቅሮ ካብ በጀት 2012ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ፍርናሽ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 08:02 ከሰአት
  • ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዝተሓደሰ ምሰከር መቅረባይነት

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ አሴት ታክስን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012 ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ

4 መኸበሪ ጨረታ 10000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 እቲ ጨረታ 01/04/2012ዓ/ም ክሳብ 16/04/2012 ሰዓት 8፡00 ይፀንሕ

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 08 43

መመለስ
የጨረታ ምድብ