ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ባ/ቱሪዝምን ፣ ን/ኢንድስትሪን ፣ ፋይናንስ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2012 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2012 03:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 02/04/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 06/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሱ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/04/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57

መመለስ
የጨረታ ምድብ