- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2008ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም ብተወሳኪ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ትክእሉ
- ተጫረቲ ካብ ዝቐረብዎ ጠቕላላዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::
- ናይ ጨረታ መክበሪ ካብቲ ዝወዳደሮ ጠቕላላ ዋጋ 2% ዝነአሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምካኑ::
- ጨረታ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ እተን ክረሸራት ዝርከባሉ ቦታ መቐለ :አላማጣ: :ማይጨዉ እ/ስላሴ : ኮረም :ዓድዋ : ሑመራን ዓ/ግራት ከባቢታት ብምኻድ ክትሪእዎን ትክእሉ
- ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 24/ 03 /2008 ዓ /ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 5/ 04 /2008 ዓ /ም ክሳብ ሰዓት 3:00 ዘሎ ጊዜ ይክዉን::
- ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 5/ 04 /2008 ንጉሆ ሰዓት 3:30 ቦታ አብ ደደቢት ትፈልም ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::
- ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት አብ ዋና ቢሮ ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ / ፋይናንስ 4ይ /ራብዓይ/ ደብ ሪቑፅሪ ቢሮ 409 ብር 100.00 /ሐደ ሚኢቲ/ አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::
- እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ
ድሕሪት- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
- ኮንስትራክሽን (1047)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
- ሕርሻ (512)
- ህንፃ መሳርሒ (7194)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
- ምምካር (180)
- ትምህርቲን ስልጠና (199)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
- ምግብን መስተን (515)
- እግድ (40)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
- ፈርኒቸር (1283)
- ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
- ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
- ጥዕና (266)
- ናገዛ ኣቁሑት (88)
- ኢንሹራንስ (4)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
- መሬትን ሊዝን (59)
- ፅገና (833)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
- መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
- መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
- ምስሊን ቀረፃን (23)
- ስራሕቲ ሕትመት (1658)
- ስራሕቲ ምልላይ (83)
- ክራይ (737)
- መሸጣ (1182)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
- ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
- መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
- መኽዝን (33)
- ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s