ሽረ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ 80L ሞዴል መኪና ስፔር ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ሽረ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 04:15 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ቲን ናምበር ፣ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘቕርብ

2 መጓዓዓዚ ብናይ መቅረባይ ሓላፍነት ናብ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ የቅርብ

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ 30/03/2012ዓ/ም ክሳብ 03/04/2012

4 ፕሮፎርማ ዝዕሸገሉ 03/04/2012ሰዓት 4፡00 በቲ ዕለት ሰዓት 4፡15 ይክፈት

5 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበረታ 03 44 44 35 82

መመለስ
የጨረታ ምድብ