ቤት ፍርዲ ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ንቤት ፍርዲ ክልተ ኣዉላዕሎን ንቤት ፍርዲ ከተማ ዉቅሮ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቢሮ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 18, 2012 07:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:7000.00
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ታሕሳስ 18, 2012 08:00 ከሰአት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ምካኖም ምስክር ወረቀት ዘቀርቡ

3 ምዝገባ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም ናይመቅረባይ ምስክር ወረቀት ዘቅርቡ

4 ጨረታ መኸበሪ ናዉቲ ቢሮ 7000.00

5 ሰነድ ጨረታ 01/04/2012ዓ/ም ክሳብ 18/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰ ጀሚሩ ካብ ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ቤት ፍርዲ ዉቅሮ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይካኣል

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ቤት ፍርዲ ዉቅሮ  ዉቅሮ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ 18/04/2012ዓ/ም ሰዓት 7፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ይክፈት ተጫረቲ ወይ ወኮልቶም ንክርከቡ ይምረፅ

8 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

9 እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከቅርብ ዝክእል

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ 03 44 43 14 52 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ