ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ናይ ዉልቀ ኩባንያ ኣብ ላጪ ጨንፈር መቐለ ዝርከብ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ዋተር ፓምፕ ፣ ቫይብሬተር፣ ዌልዲን ማሽን ፣ ኮፓክተር ፣ ጀነሬተር ፣ ዝመሰሉን ብተወሳኪ ኮምፒተር ዲስክ ቶፕ፣ ላፕቶፕ፣ ፎቶ ኮፒ ፣ ፕሪንተር ፋክስ፣ ፊሪጃት፣ ማይ መፃረይ ፣ ላዉንደሪ ማሽን ፣ ስቶቭ ፣ዝተፈላለዩ ጣዉላታት ፣ ሓፂን ዓራት ዝተፈላለዩ ወናብር ጠረፔዛ ፣ ሸልፍን ካልኦትን ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 08:30 ከሰአት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ተጫረቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

3 ተጫረቲ ካብ ዕለት 25/03/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 01/04/2012ሰዓት 8፡00 ምእታዉ ይካኣል

4 ተጫረቲ ኣብ እተቕርብዎ ዋጋ 15 ሚኢታዊ ቫት ክነክፍል ምኻንና ክፍለጥ ይግባእ

5 ተጫረቲ ብር 50000 ናይ ጨረታ መኸበሪ በስፒኦ ምስቲ ሰነድ ኣተሓሒዞም ዘቅርቡ

6 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 01/04/2012ሰዓት 8፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 72 49 32

መመለስ
የጨረታ ምድብ