ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና እስካብ ሰነ 30 ብፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 04:00 ጥዋት
  • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 25 /03/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት30/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡00ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15

መመለስ
የጨረታ ምድብ