ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ጠረፔዛ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሕዳር 29, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሕዳር 29, 2012 04:00 ጥዋት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ቲን ቁፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ከተቕርቡ እትክእሉ

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት -29/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ  በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

4 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344-401209 ምርካብ ይካአል እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ