ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ዝዉዕል ትርጉም ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከነተርጉም ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 24, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሕዳር 27, 2012 03:30 ጥዋት
  • ቋንቋ ትርጉም /
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ቲን ቁፅሪን መረዳአታ ከቅርቡ ኣሎዎም

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/03/2012 ዓ/ም 11:30

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኽፈት

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418437 ምድዋል ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ