ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ፣ትምህርቲ፣ ሕርሻ ፣ ማይ ሃፍቲ፣ ጥዕናና ፣ ኮንስትራክሽንን ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ክጫርት ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 05:00 ጥዋት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ

2 መፍለይ ቲን ናምበር ከፋላይንት ግብሪ ዘለዎ ዘለዎም

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝኮነን ብእዋኑ ሒሳብ ዘፍለጠን

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 22/03/2012ዓ/ም ክሳብ 01/04/2012ዓ/ም ይከዉን

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ 01/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ይክፈት

7 መኸበሪ ጨረታ 5000 ብር ብስፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ምዉሳድ ይካኣል

9 ሰዓራይ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ጨረታ ከትሕዝ ዝክእል

10 እቲ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

11 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ራያ ዓዞ ከቅርብ ዝክእል

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 6401 72

መመለስ
የጨረታ ምድብ