በዓል መዚ እቶት ንልምዓት ክልል ትግራይ ን2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:6000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 08:00 ከሰአት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ዘበን ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ቲን ናምበር ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ብስፒኦ  6000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘትሕዙ

5 ሰነድ ጨረታ 20 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 20/03/2012 ክሳብ 04/03/2012 ሰዓት 6፡00 ብምምፃእ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

6 እቲ ጨረታ 04/03/2012 ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡00 ይከፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እነተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

መመለስ
የጨረታ ምድብ