ኒዉ ሚሊኒየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስቴሽነሪ ኣቅሑት ብጨረታ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት ሕዳር 28, 2012 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት ሕዳር 28, 2012 09:30 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 መቅረባይነት ካርድ ቲን ናምበር

2 ናይ ተወዳደርቲ ሽምን ፌርማን ማህተም ክህሉ ይግባእ

3 እቲ ዝቐረበ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኮዉን ይግባእ

4 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

5 እዚ ጨረታ ካብ ሎሚ ዕለት 18/03/2012ዓ/ም ጀምሮ ክሳብ 28/03/2012ዓ/ም ምኻኑ ንሕብር

6 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡30 ይክፈት

መመለስ
የጨረታ ምድብ