ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቴክኖሎጂ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሕዳር 22, 2012 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሕዳር 22, 2012 11:30 ከሰአት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ዘቅርቡ

2እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/03/2012ዓ/ም ክሳብ 22/03/2012ዓ/ም

3 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ሰዓት 11:30 እቲ ጨረታ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-370592/0914-024310 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ