ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሕዳር 22, 2012 03:30 ጥዋት
  • ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ቲን ቁፅሪን መረዳአታ ከቅርቡ ኣሎዎም

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/03/2012 ዓ/ም 11:30

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 02/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኽፈት

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418437 ምድዋል ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ