ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ናይ 2012ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንክልተ ዓመት ብተኸታታሊ ሒሳብ ምንቅስቃስ ስራሕ ዝተፈቀደልኩም ኪኢላ ኦዲት ንምግባር ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት ሕዳር 21, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት ሕዳር 21, 2012 08:32 ከሰአት
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

1 ዝታሃደሰ ናይ 2012ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ

2 መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን / ሰርተፊኬት ዘለዎ

3 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 16/03/2012ክሳብ 21/03/2012ዓ/ም በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይክፈት

4 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 41 44 90 / 03 44 41 65 54 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ