ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 08:30 ከሰአት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዝተጠቐሰ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅርብ ዝክእል

4 ፕሮፎርማ ካብ ዝዕደለሉ ዕለት 15/03/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 17/03/2012 ዓ/ም 6:00 ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩሰዓት 8፡30 ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 41 41 25 05 09 14 59 11 08 09 48 53 62 08 ይደዉሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ