ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዠዉዕል ሕትመት ካብ ደገ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 04:30 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ናይ ቫት ቲኦቲ ተመዝጋ ተኮይኑ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 15/03/2012ዓ/ም ክሳብ 18/03/2012ዓ/ም ድ/ሰዓት 4፡00 ኮይኑ 4፡30 ተጫረቲ ሕጋዊ ወኮልቶም ብዘለዎ ኣብዘየለዉሉን ይኽፈት

መመለስ
የጨረታ ምድብ