ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔራት ብፕሮፎርማ ኣቐሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 03:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ከምኡዉን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩምን ኮፒ ዘቅርቡ

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/03/ 2012 ዓም ክሳብ 16/03 /2012 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

4 ፕሮፎርማ ዕለት 17/ 03/ 2012ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447

መመለስ
የጨረታ ምድብ