ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዱሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 12, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሕዳር 15, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሕዳር 15, 2012 04:30 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ /ክወዳደር/ ዝደሊ ተወዳዳሪ

1 ናይ 2010ዓ/ም ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ፣ መቅረባይነት ፣ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ምስ ቫቱ ዝተመልአ ክኮዉን ይግባእ

3 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/03/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 15/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

5 ፕሮፎርማ እንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል ወኪል እንተተረኪቡ ይምረፅ

6 እቲ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል የገድድን እዩ

7 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ፡- ጥቃ እንዳ ጋብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55

መመለስ
የጨረታ ምድብ