ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ንሕትመት መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 04:01 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ፣ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2 ተወዳዳሪ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 13/03/2012ዓ/ም ሰዐዓት 4፡00

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፣ ግብሪ ከፋሊ፣ መፍለይ ቁፅሪን

4 እቲ እንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ