ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ክ/ከ/ሓድነት መኪና ቶዮታ መለዋወጢ ኣቅሑት ዝከዉን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 04:02 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር፣ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፣

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 11/03/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት16/03/2012 ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ይቀርብ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 62 84

መመለስ
የጨረታ ምድብ